ስርሑ ጀሚሩ ዶመዝ ምስ ጀመሮ ንበይኑ ነይበልዖ ንበይኑ ነይገበሮ: ኣሕዋቱን ዘማተቱን ኣብ ሓደ ኣኪቡ ዝረኾቦ ዘኻፍል ስኢኑ ረኪቡ: ህይወቶም ዝተንከፎም ኣለው ብዙሓት ዝምስክሩ ኩሉ ከምዝገበሮ ብትሕትና ብዘይ ኩርዓት: ገጽ ብገጽ ዝዛረብ ሕሜታ…
Category: Uncategorized
መልቀስ
ንመምህር ተኸስተ ሃብተ ወየ!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ወየ!!!!ኣነ!!!!!ወየ!!!!ኣነ!!!!ወየ!!!ኣነ!!! ለባም ናይ ለባማት መምህር መይቱ መምህር ተኸስተ ወረጃ! ሎሚ ሞይቱ ክስዕመካ ኸሎ ብኽልተ ምዕጉርቱ ኣንታ እዚ ሃገርና ብዙሕ ተዘሚቱ ንስኻ ዘይብሉስ!!! ዓለም!!ከንቱ መንቱ። መምህር ሽምዓ!!መብራህቲ፡ ሃገርና ሊቅ!…
እተን መሰረታውያን ኣርባዕተ ባእታታት
ባባ ካብ ግዜ ቍልዕነተይ ኣትሒዙ ዝመሃረኒ ነገር ብዙሕ እኳ እንተነበረ ንምጽማቝ ክጥዕመኒ ግን ኣብዘን ዝስዕባ ኣርባዕተ መሰረታውያን ባእታታት ህይወት ከፊለ ክርእዮ ክፍትን’የ። ንሳተን ድማ፡ ትምህርቲ፡ ንባብ: ቤተ ክርስትያንን፡ ቤተሰብን እየን። ትምህርቲ፤ ባባ መምህር ከም ምንባሩ መጠን፡ ኣብ ትምህርቲ ዝነበሮ ተገዳስነት ፍሉይ እዩ ነይሩ። “ትምህርቲ፡ ናብ ዓወትን ጽቡቕ ህይወት ንዝወስድ ዝበለጸ መንገዲ’ዩ፡” ኢሉ ይኣምን ድማ ስለ ዝነበረ ድማ ደቍ ኣብ ትምህርቲ ዕዉታት ክንከውን ብዙሕ ጻዕሪ ይገብርለና ምንባሩ ጽቡቕ ገይረ እዝክሮ። ካብ መዋእለ ህጻናት ጀሚረ ክሳዕ ካብ ዩኒቨርሲቲ ተመሪቀ ዝወድእ ብፍሉይ ይከታተለኒ ነይሩ። ንኣሕዋተይን…
Grand Children Memories
By Fesshaye Asmerom Lost in a mixture of expressions and emotions, I began going through family pictures over the years that had Abahagoy on in search of words to begin my memo…
Tekeste Children Memories
By Almaz Tekeste This website is dedicated to the honor of my beloved father Tekeste Habte for his love, honesty, and service to his family and to the people of Eritrea. My…